ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ትግርኛ ኦስሎ።
ኣብ ቤት ትምህርቲ ሉትቫን፣ ትሮስተሩድ

                                        ብንጡፍ ተሳትፎ፣ ምትሕብባር ተማሃሮን ወለድን፣ ንትምህርትን ምምሃርን ምስትምሃርን ቋንቋ ኣደ፣ ዝያዳ ውጽኢታዊ ንገብሮ።

መመዝገቢ ቦታ

Registrering

Priser per semester er listet under:
For 1 barn – 1100 kr
For 2 barn – 1500 kr
 For 3 barn – 1800 kr
 For 4 barn – 2000 kr
NB! Både registrering og betaling skjer hvert semester. Man må fullføre betalingen for
at registreringen skal være godkjent.

ክልቲኡ ምዝገባን ክፍሊትን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሚስተር ይካየድ። እቲ ምዝገባ ንኽጸድቕ ዝኽፈል ክፍሊት ምስተወደኣ ዕላዊ ይኸውን። ብ ቪፕስ (Vipps) ምኽፋል ይከኣል እዩ።

ተመሃሮ
1
ሰርቲፊኬት
0
መማህራን
0
ተሓጋገዝቲ መማህራን
0

ሓድሽ ሓበሬታ ወይ ድማ ፍሉይ ቅድመ-ምድላዋት ናይ ቋንቋ ትግርኛ ኮርስ ን ክትረኽቡ ምስ እትደልዩ? ኣብ ታሕቲ ኢ-መይልኩም ጽሒፍኩም ሳብስክራይብ ጠውቁ።