ርኸቡና

ቤት ትምህርቲ ቛንቛ ኣደ ትግርኛ፣ ኣብ ከተማ ኦስሎ ከባቢኣን ንእትቅመጡ ደቅኹም ናብዚ ቤት-ትምህርቲ ብምልኣኽ ከተምህርዎም ትኽእሉ ኢኹም። ዝተፈላለየ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ ወይ ድማ ፍሉይ ቅድመ-ምድላዋትን ናይ ቛንቛ ኣደ ትግርኛ ቅድመ – ሓበሬታን ክትረኽቡ ምስ እትደልዩ፣ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መወከሲ፣  መልእኽቲ ስደዱ ወይ ድማ ደውሉ።

ቤት ትምህርቲ ቛንቛ ትግርኛ

ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዝርዝር ሓበሬታ ተጠቒምኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

መወከሲ

ኣድራሻና

ሰዓታት